Abrehet Abdu - Tsiweyuley (Official Video) | Ethiopian Tigrigna Music
HTML-код
- Опубликовано: 28 мар 2025
- Ethiopian Music 2019 by Abrehet Abdu performing her new Traditional Raya Tigrigna song Tsiweyuley. Official Music Video.
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/Adm...
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. Adm...
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEthiopia #TigrignaMusic #EthiopianMusic #AbrehetAbdu Видеоклипы
ኣብረሀተይ ብፍላይ ዓሳ ሓሸንገ ኣንጠልጢልኪ ሸንዳሕዳሕ ክትብሊ ኣቤት ከጥዕመልኪ ዋዕሮ
ኣብርሀተይ ዋዕሮ ድምፂ መረዋሕ እንኳዕ ድሓን መፃኽልና ሓላል ጋል ዞም ተጋሩ
ጥዑም ዘመን ክምለስ'ዩ ዝመስል" ብዓል ኣብርሀት ዓብዱ ተመሊሰናና።
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይና ጅግና ተጋደሊት ኣቤት እቲ ድምፂ 100% ርሑስ ቅንያት መስቀልን ሓዱሽ ዓመትን 🙏💗
Mekesabyy አቡረሀተይ
gual adey
አዲስ አበባ ብወለድም ትግራይ የእናት ያባቴ አገር በክፉ ያየሽ አይኑ ይጥፉ
You should able to learn your parents' language...
አነውን አብ አዲስ አበባ እየ ዓብየ ግን መንነተይን ባህለይን አብሊፀ ይፈለጥ እየ antem lemawek mokr 👍
ኣብረሀት ዓብዱ ኣዶ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ
ኣብረት ዓብዱ ናዓይ ከያኒት ኣይኮነትን
ኪነት እያ ንባዕላ አታይ እስከ ይጎድላ
ገጣሚ100%
ዜማ100%
ድምፃ እሞከኣ መረዋሕ
ኩሉም ስራሕታ100%
አብረሃት ወረጃ ኹሉ ዘጥዕመላ::
ፈጣሪ ዘይሃስስ ጎሮሮ ዝዓደላ::
ንዜማ ከም ሳዕስዒት እትአሊ ብልፅቲ ስነ-ጥበባዊት:: ያዒስ.....!
አብርህተይ ጅግና ኩሉ ዘጥዕመልኪ ሓላል ጋል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ::
የሚገርመው ሰሞኑን ይቺን እንቁ ስፈልጋት ነበረ እንኳን በሰላም መጣሽ አብረኸት
ኣብርሄት ሽኮር እንካዕ ዳሓን መፅእኺ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርትይ ።
አብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ
ሰናይ ቅነ መስቀል ይግበረልና ተጋሩ ኣሕዋተይ "
Amen
Amen Mar
አሜን ማሮቼ 💝💝
lik lik
ኣሜን (3)
ኤርትራዊ እየ ግን ማራየ ዝፈትወኪ ኣብርሀት ሽኮር ጠፊእካና ነይርኪ ኣጆኺ ስኪ
Meftaw derfi si xegem yelen.kab meshela mizra da tetenkek wedi hawoboy 🇪🇷
comment mihab sy ntay eyu zegnetka mingar? ane zegnetey eritrawi eye. meninetey kea tigraway eye. gin ezi derfi beti ziarebelu quanqua tigrigna kisab zikone zegnetey mnizaz entay amtseo? siltane dyus dhrunet?
@@redaeastbeha5034 ሕውነትና ከም ዘይተደምሰሰ ንምርግጋጽ ኢልካ ዝጥቀስ ኮይኑ ይስማዓኒ::
ኣሰይ ኣብረሀት ትዝታ ንእስነተይ ክሉ ዘጥዕመላ ኩርዕቲ ብባህላ ❤🇻🇳❤
ኣሰይይይ እታ ዝፈትዋ ደራፊትን ጅግና ተጋዳሊትን ኣድናቂትኪ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
አብራሀትየ ፅብቕቲ ብጥዑም ባህሊ ብጥዑም ድምፂ መፅእክልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዓሳዲ ደስ ልብል ስራሕ
አላማጣ ምስ ሞኸኒ፣ሞኸኒ ምስ ማይጨው፣ ማይጨው ምስ ዓድሽሆ ደጉዓስለዋ መንይኡ ለይትዋላደ ትግራይ ዓድና መንነትና ህዝብና ናትና👌👌👌😍😍😍
አቤ ሽኮር ስሑልቲ ጎሮሮአ ዋዕሮ ትግራይ መኽበሪት ባህላ ዕድመ ይሃብኩ ደቂ ዓደይ
❤❤❤❤😘
Waw she still has amazing voice. From Eritrea
እውይይይይ ሥወድሽ እኮ ትግርኛ መሥማት እችላለሁ መናገር አልችልም በጣም የምወደው ባል ነበርኝ የልጄአባት እግዛብሔር ይሰጣል ይወሥዳል ሞት ነጠቀኝ እግዛብሔር ይመሥገን በጣም ውድ ጣፋጭ ልጅ ሥለሠጠኝ አመሠግነዋለሁ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ከሚወዱት መለየት እዴት ያማል ከዙህ ይጠብቃችሁ
ትግርኛ ተናጋሪ አይደለሁም ግን አብረህትን በጣም ነዉ ምወዳት
ኣብረሀተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኺ ተጋዳሊት ጥበብ😍😍😍😍
ኣብርሀት ዋዕሮ ትግራይ ሱሑልቲ ጎሮሮ የቀነይለን ጠፊእኪ ነይርኪ ፅቡቅ ስራሕ ን ግርማይ ራያ ድማ ጠፊእካ በልዮ
Raya Tigrigna music has become the beckon of Tigrian assertiveness and renaissance.
The best voice from Tigrinya lady singers!! One of a kind 😍😍😍 welcome back
ዋዕሮ ትግራወይቲ እንኳዕ በስላም መፃኪ
ንእብርሀት ዝፍቱ ስብስክራይብ ገብሩኒ እስኪ ደቂ ትግራይና ወርቂ ንመስቀል ባዓል እንኳዕ እብፅሕኩም እብፅሕና
ኣሜን🙏🙏🙏
ሃኒ ጓል H&T አሜን አሜን ዝሓፍተይ
Amenn -♥
❤❤❤
እሜን ንኩላትኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፍትውትውውውውው እዩ ዛብልኩም
Aberhat shikorr betame xiubukit derfie very nice good job i am come from eritrea 🇪🇷
Welcome back Abrehet ❤️ newih texebina eina to hear your beautiful voice.... Finally 😍
አብርሀት አብዱን በጣም ነው የምወዳት እስኪ እንዴኔ የሚወዳት ላይክ ግጩኝ
❤️💋❤️🌹ፍትዉ ራያዋኒ እንካዕ ካባኪ ተፈጠርኩ ዓዲ ፀባ ጠስሚ ዓዲ ልምዓት ማሽላ ራያ ወለላ🌹🌹❤️🌹❤️🌹❤️
አብርሀት ጅግና ጋልቶም ጀጋኑ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብክ ክንፈትወኪ እኮ ዓይኒ ትግራይ ድምፅኪ ምስ ብሎፅ ጥበቢክ ለይቲን ቀትሪን ከማክ ክከውን ዩ ዝሕልመኒ አብረሀት love me❤💘💋
ተጋሩ miss u ብስም አብርሀት እባ ላይክ ጠውቅለይ 😍😘✌😑
ኣብርሀት ጅግና ፁቡቕ ስራሕ ብጣሚ እየ ዘኽብረኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
አብረሀት ሽኮር ፅቡቅቲ ደርፊ ምንም ዘይዋፀሉ ግጥሚ ድምፂ ክሊፕ 100% ዋውውውውውውውውውው
ዋው ኣብርሀተይ ሽኮር እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ
ኣብርሀት ኣብዱ ጀግና ተጋዳልትን ሰነ ጥበብን ካብተን ጀግኑ ዋዕሮታት ትጋሩ ሓንት እያ እስት like like like ❤❤🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💗💗💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹
,1000
Seyseysey abrhet shikor. Edmen tienan niaki nimine. Kurat hizbi tigray. God bless u
ከም ንግስቲ ሓየሎም ክልተ ግዜ ከም ምርኣይ ይስውርኪ ኣብርሸይ ደስ ዝብል ስራሕ
Oh wow Abrehetye Enkuwan dena metashi ትግርኛ ትርጉም ወፍ የለም ግን በጣም ነው ምወደው ትግሬ ባል ነው የማገባው እደኔው ፈላጊ ካለ ደዉልልኝ እወዳችኋለሁ 😘😘💚💛❤
Mearey ለወንድሚ ልዳርሽ በቃ
@@ጋልዞምተጋሩ ውይ ታደየ ማማየ አማረኛ ይችላል
ፀባይ እና ሞያ ካለሽ ቁጥርሽን ላኪልኝ
@@Tube-bi2mc ክክክክ
@@Tube-bi2mc ሀሀሀሀሀሀሀሀ እንግድህ ማየት ነዋ እኔ ሁሉም አለኝ ብየ አስባለሁ ቋንቋ ነው ችግሬ አተስ እንደየት ነው ፀባይ አለክ ሌላውን እንተወው
I love tigrigna music.
ራያ አላማራ ሰላማችሁ ይብዛ ጠላታችሁን ጨለማ ያልብሰዉ የኜ ምርጦች
Ane Eritrawit eye hanti derfi nay Eritra tegayeshe mes sereket Abrehet xelieya nere.bizikone xibuk derfi kemzi eyo zexebkelki nay adiki From 🇪🇷
አብርሀተይ እንኳዕ ዳሓን መፃክለይ
እስኪ ተዛረብቲ ትግርኛ ሎሚ ዳማዳም ስራሕ ድክም ኢሉኒ አሎ
ኡፍ ስደት ዝመሮሮ አሎዶ ከምዝከማይ እስኪ ብላይክ አጆኪ በሉኒ ደቂ ዓደይ ፈተውቲ አብረሀተይ😘
ንኣብረሀት ሽኮር ዝፈቱ እስከ like ኣዲኒ ደቂ ኣበይቲ 👍👍👍💞💞💞
Abrehet sweet
Aseyyyy meqrti 💪💪💪💪💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
ኣቢየይ ሽኮር እንቃዕ ብሰላም መፀኪ ጋል ጀጋኑ ። ብርኩ ቅነ ኣሕዋት
ተጋሩየይ መሐበናት ኣብረሀተይ ካዓ ብቆላዓይ ኣቲሒዘ ዝስመዐኪ ዝነበርኩ ኩሉ ደርፍታትኪ ከመይ ድየ ዝፎትወኪ
On this song video clip real life Style and real people real place I just love it good job
Welcome ኣቢየ ዋዕሮ ድምፅኪ ናፊቀዮ ነይረ ክፈትየኪ ኣነስ እንኳዕ ናትና ኮንኪ ኣቢየ ኣቤት ኣከዳድና ቁንጅና ያዒስ ደቂ ትግራይ መዓረይ ብትግራውነቱ ብመንነቱን ዝኮርዕን Like ኣጥዕሙኒ
ርሑስ በዓል ቅንያተ መስቀል ይግበረልና
ገኒዋይ እንኳዕ እሐቢሩ እብፅሕና ምቅርተይ
@@HaniGualFikrHani ኣሜን ፫ ሃኒተይ ዝያዳይ
💘💖💘💖✋
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ኣሜን፫ ምቅርተይ ኣሕቢሩ
አይ ዛድምፃዊት ክፈትዋ ፅብቅቲ ድምቅቲ አብረሀተይ ንመሓዛኺ ንግስቲ ሓዮሎም ለ አብነ አረጋዊ ምሕረት የዉርዱላ
abit swedsh abrhetye yet laggnsh yenem sm lk edanchwu abrhet abdu new
ኣብረሀት ዋዕሮ ትግራወቲ ክፍተውኪ ምዓት ❤️❤️❤️ ሳምረ ግጀት ውን ዓድጀጋኑ እዩ ምቅርቲ ኩሉ ናትና 🇻🇳😘
አታ አነስ ከም አብርሀት ዝፈትዎ ደብለይን ክገርመኩም ናታ ሙዚቃታት ሰሚዐ አይመንዎን
ክብርቲ ተጋዳሊት አብርሀት ዓብዱ ብጣዕሚ ኢና ነክብረኪ ንበርልና
ናትኪ ሰራሕ ይሕመቅ ይፀብቅ ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ዘፀልለኒ
ብጣዕሚ ቆንጆ ሰራሕ
መአዝ እየ ዝረክበኪ ክብረተይ♥♥♥♥
ተጋዳሊት ኣብርሀት ኣምዱ ጥሎብኝ ስወድሽ የኔ ቆንጆ ❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘😍😍😍😍
*ዌል ኣብየ ዋዕሮ ትግራወይቲ 💓💓💓💓💓 እንካዕ ብሰላም መጻኺ ኣቲ ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ኣነስ ጅብዕተይ ናተይ ንበርልና ክበርልና😍 በዓልቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሶ ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብየ ኣይትጥፍእና ከኣ💓💓*
Abrehet Shikor aytetfe mis hadush Clip nisibeyeki Elena ❤
ኣብርሀት ወናኒት ድምፂ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ናትና
አብረህትዬ እንኳን ደህና መጣሽ ቆንጆ ስራ ነው
ታ ዝፈትዋ ክብርቲ ከያኒት ኣዴና ፈታዊት ትግራይ ዓዳ ነባር ተጋዳሊት ተደለየት ብቆምጣ ተደለየት ብጥልፊ፣ሽፎን፣ቦፌ ኩሉ ዘጥዕመላ ወይዘሪት ትግራይና ፍሽኽታኣ ከም ፀሓይ ዘብርቅ መፂኽለይ ከዓ ቃላት የብለይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኪ ዓሳዲ
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣብርሀተይ ጥዑም ድምጻ እንካዕ ብሰላም መጻኪ ኣቲ ዎዕሮ💖💕💖
እኔ አብርኸትን አብዘቼ ነው የምዎዳት!! እና የመቀሌ ልጅ ፍቅርኛ ነበረችኝ አብረኸትን ስሰማ ትዝታዋ ሊገለኝ ነው!!!❤❤
I am glad to see you I miss seeing you always have the most beautiful song 🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤
አብረህት እንኳን በሰላም መጣሽ
ሰላም ፍቅር ለመላዉ ኢትዮጵያ ህዝቦች ባላችሁበት ሰላም ሁኑልኝ
አብርኸት አብዱ በጣም ነው የምወዲሽ😍😍😍😍🙏🙏🙏
ምርጥ የትግርኛ ዘፈን
ዋውውውው ዕድመን ጥዒናን ያሃብኪ ማዓረይ
ኣብርህት ጓልቶም ጅግኑ ንበርለይ ህያበይ
አብርሃት እንኳዕ መፃእኽልና ዕድመን ጥዕናን ይምንየልክ
ኣብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ❤❤❤😍😍😍
😢😢 ተመስጨ አዳመጥኩት ግን ምን ዋጋ አለው ትግርኛ አልችልም ትግራይ ውስጤ ነው መገን
Betam fonkikalech be kumenaw ena asasaku enam beka nigerunlinj eyalech new, wubet setotal be fikir ayinen afezezew, lelawin titeh liibin sitenj eyalech new enes min ende mareg alakim chenkonjal eyalech new 💕💕
@@ilianaethio9620 የኔ ውድ Thank U 😘
@@ሰውማመኔጎዳኝ-ዐ2ጨ you r Welcome mearey 😘😘
@@ilianaethio9620 ayin faro maletis?
@@ጎፈር hmmm kaltesasatiku fim yalew ayin yimeslenjal like esat magic gin koy wist awaki teyike lingerih 😁haha
ዋይይይይ ኣብርሀተይ ሽኮረይ ኣበይ ቃኒኪ እንካዕ ዳሕን መፃኪ ጅግና ጋል ጀጋኑ
ተጋደልቲ ኣብረሀት ዓብዱ ዝፈቱ like
ሰላማችሁ. ይብዛ. ኢትዮጵያ. በሙሉ. ትግረኛ. ሙዚቃ. ወሰጤ. ነው. ሰላም. ይሰፍን. አገሪ. ከሰድት. ሰመለሰ. ትግሪ. መግባትና. ማያት. እፈልጋለሁ. ውዱች. አንዳመት. ቀረኝ. ዱአ. አረጉልኝ. ወዱች. ሰላም. እንድገባ
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ስራሕ አብረሀት ሓፍትና ዕንመን ጥዕናን ይምነየልኺ
ውይ አብርሀትዬ በስላምነው ይሄን የመስል ድምፅ ይዘሽ የጠፍሽው ውድድድድ ነማርግሽ🌹🌷🌷🌷🌷😍😍😘 ትርጉም ማፊ😓
😍😘😍😘
ይብል ባህሊ ዓድና አብርህትየ አቲ ጀግና ዋዕሮ ትግራወቲ አጀኩም ናይና
I am raya tigray love raya ade lemlme
Wow amazing song love it love from Eritrea
እሰይ ምቅርቲ 😍😍
ዕድመን ጥዕናን ያሀብኪ❤❤
እስኪ ላይክ ሃብኒ ብትግራዋይነቱ ዝሕበን አብርሄተይ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ መክበርቲ ባህላ። ሕዚ እኮ ራያ ናይና እዩ ዝብሉ ታሕታይ ዓዲ አይሰአኑን እዮም ክክክክክክክክክ
SUbscribe gberni
ታሕታይ ዓዲ ድኣ ብኣፎም ድኣ ኩሉ ናቶም እንድዩ
😘😘😘😘😘😘💞💞💞💕
@@Tsila_show እሺ
ባይዛ ራያ ካደ😏😏
ኣብረሀት ምቅርቲ ብልፅቲ ኣዴና ኡፍፍ ኣነስ ኽፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምጭውቲ ፍሽኽቲ ኣመላ ንመላእ ተኸተልቲ ኦርቶደክስ እንቋዕ ንዓመታዊ በዓል መስቀል ኣብፀሐኩም💃 ያዓስ ራያዋኒ
ዋዕሮና እንኳዕ ሰላም መጻኺ nice pis music
ደስ በሃሊ ምዕሩግ ድምፂ ኣብርሀትን ቀረፃን እዩ፡፡
እብረሀተይ ዋዕሮ ትግራይ ከመይ ደየ ዝፈትወኪ ንስክን ክዳንክን ድምፅክን ንዓኪ ትመስልስ ኣላዶ ?
አቡረህት እንኳን በሰላም መጣሽ እህት ጥፍት ቡለሽ ነበሪ ዛሬ ደሰ አለኝ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
My best singer all the time who's here today on this is day 2025/2/13 things get older but this lady really something else her unique voice masterpiece god bless you .
እሰይይይይ ባህልና ደስ ባሀሊ ደቂትግራ ሽኮሪናታት
Waw abirehaty konjooooo👏👏👏👏👏👏👏
ዕጣን ግባእ ዓሳዲ ራያ እንበር ዕድሚኣ ምሉእ ኣብ ምግዳል ዘሕለፈት ተጋዳሊት ኣይትመስልን ጋል ዓብዱ ጅግና
Queen......god bless you more and more.....😍😘😘😘
ኣብርሀት ሽኮር እሰይይይ ❤❤❤
ኣብረህትየ ፈውሲ ልበይ ከመይ ድኪ ተፀልልኒ
ኣትዮ ወዕሮ ጥዕምቲ ድምፂ ኣታዮ በይዛኩም ላይክ ሼር ኮሜንት ንሃባ ክብርቲ ሰብ😍😍😍😍
ኣብረሀት ዓብዱ ዋዕሮ ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃክና።
ኩለኩም ናይ ኣብርሀት ኣድነቅቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 2012 ዓ'ም ሰናይ ዘመን--
ብጣዕሚ ሓያል ድምጻዊት ኣብርሀት ዓብዱ። ኣድናቒኺ ካብ Eri
Zfetwa arsti kabtom nay qedem iya abrhet abdu shikorr eqaee bselam temelskina
አሁን አሁን የትግረኛ ሙዚቃ በራሴ በመተርጎም ማደመጥ ጀምሬአለሁ ይገርማል ብዙ ከማዳመጥ ለካ
አብርሀትን በጣም ነው ምወዳት
ኣብርሄተይ ጥዕምቲ ዓሳዲ ራያ ፍግም ያብለኒ ጎይተይተይ ቃፅልሉ
I love you abiti from eritrea
ኣብርሀት ዓብዱ ጅግና ትግራወይቲ🌷💚
ኣቢ ቆንጆ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሓምየኪ ነይረ ዋ ኣይትጥፍእና ግርማ ትግራይ ኣስደት ዘለና ብሰላም የኣካክበና ናብ ንፈትዎ ባህልና